#Jstudio

Опубликовано: 31 Май 2026
на канале: Jstudio
286,869
6.9k

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #yosief #jstudioyosief #drismehamedali #tigre #idris ኣብ ድሕሪ አታ ላንድክረዘር 4 ብኣጠምራ ሰራው ዝተጨበጡ ብገምድ ክሳዶምን ብርኮምን ዝተላገቡ ደቂ ኣዳም ብፌሮ ተመቂሖም፣ ብፍርሒ ኣብራኾም እንዳንቀጥቀጠ፣ የዕንቶም ኣብቲ ጸላም ክነጥራ ክሳብ ዝደልያ እናፈጠጠ ብፍስሓጽዮን ተሓጊዞም ወጹ፡፡ ፍስሃጽዮን ንኹሎም ፈቲሑ ደው ኣበሎም፡፡ እቶም እሱራት ካብ መኪና ወሪዶም ኩሎም ደው ድሕሪ ምባሎም ወዲ በየነ ንነፍሰ ወከፎም ማስኬራ ሸፈኖም፡፡ ናብቲ ዝተሃገረ ዝተባላሸወ መድሃኒትን ወረቃቅትን ክቃጸለሉ ዝተባህለ ቦታ ቀረቡ።