#Jstduio

Опубликовано: 09 Август 2026
на канале: Jstudio
314,074
9.3k

#Jstudio #yosief #yosef #Eritrea #Tigray #tgray #bitwededabrha #bitweded

........ ተዓጺፊት ካላሽን ተሓንጊጡ መንነቱን መሬት ኣቦታቱን ዝረገጹ ጸላአቲ ኣብራኾም ከምዘይዓጸፈ፣ ሎሚ ኣብ ሸላ ኣብራኹ ተዓጹፉ፣ ቁመንኡ ዝሃረፎ መሬት ዓደብኡ ብንአስነቱ ከምዘይ ጎየየሉ ኣብ ሸላ ስውነቱ ተጠቅሉሉ ኣብ ክሻ ተነጺፉ ተኾርምዩ ክድቅስ ተፈሪዱ፣፣