#Jstudio

Опубликовано: 14 Март 2026
на канале: Jstudio
373,413
11k

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #yemanebarya #Jstudioyosief #yosiefghebrehiwet ካብ ቅናተን ዝተጠቅለለት ሓንቲ ብር ዘርጊሐን ብማእከል ደሮና ሓሊፈን መድረኽ ደይበን ኣብቲ ተሪር ጸግሩ ሸኩዓ፣ ፍሽኽ ኢለን ድማ ሰዓምኦ፣ ማክሮፎን መንጢለን ድማ “ ኣጆኻ ዝወደይ” ኣድመጻ “ ኣብ መድረኽ ኣደይ ዝሃበትኒ ፍሽኽታ ወትሩ ሓይሊ ኾይኑ የሰንየኒ ነይሩ ክብል ድማ ምሉእ ዕድሚኡ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ይገልጽ ነይሩ። የማነ ግራዝማች ገብረሚካኤል፣