ሰናይ ተበግሶ ጀነራል መስፍን ሓጎስ!

Опубликовано: 15 Апрель 2026
на канале: Alena Media TV
106,425
2.7k

ኣለና ቲቪ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ምዱብ ናይ ሳተላይት ፈነወ ጀሚርና ኣለና። ኣለና ቲቪ፡ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ልሳን ኢዩ። ትሕዝቶ ኣለና ቲቪ፡ ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንዝነብር ህዝብና ቅኑዕ ሓበሬታ ንምምሕልላፍ ዝተበገሰ ሃገራዊ ትልሚ ኢዩ። እዚ ተለቪዥን'ዚ ንብረት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንኩሉ ቋንቋታት ሃገርና ከኣ ማዕጾና ክፉት ኢዩ። መርሓባ ጸሓፍቲ፡ ገጠምቲ፡ ዘየምቲን ፖለቲከኛታትን ሃገርና! ርእይቶኹምን መአረምታኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ኣለና ቲቪ፡ ፍትሒ ኣብ ምምጻእን ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽን እጃምና ከነበርክት ኢና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org, and click at "DONATE" For PayPal users, please donate at: [email protected]. Follow us on social media: facebook.com/rediealena, Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: [email protected] or WhatsApp at +1-519-998-8392. Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
All the Best,

~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
   • እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea ...  
~-~~-~~~-~~-~