Mestyat Betna | ኤርትራዊ ስደተኛ ንወዲ 11 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ወጊኡ። ተሓቲቱ፣ ምስ ሰይጣን የዕልል እየ ኢሉ

Опубликовано: 16 Июль 2026
на канале: Mestyat Betna
172,473
5.7k

ቻነል መስትያት ጥበብ፣ ውላድ መስትያት ቤትና ኮይና ንኤትራዊ ባህሊ ንምዕባይን ሓደስቲ ስነጥበባውያን ክፍርዩ ንምሕጋዝን ኣእዳዋ ሰብሲባ ክትሰርሕ ዝተበገሰት ማዕከን እያ። ኣብዚ ቻነል ዝተፈላልዩ ግጥምታት ልቢ ወለዳትን ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ተሞርኪሶም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ይትረኹ ብዘይካ'ዚ ዝተፈላለዩ ሙዚቃዊ ስርሓት'ውን ዘካተተ እዩ። ዝኾነ ተውህቦ ኣለኒ ዝብል ስነጥበባዊ ድማ ክእለቱ ክፍትሽ ኣብ'ዛ ቻነል ስርሓቱ ከቕርብ ዕዱም እዩ።